
Tegrina.
ስለ እኛ
ማእከል ደገፍ ስንኩላን ስደተኛታት ሂልማ ስንኩላንን ንነዊሕ እዋን ዝሓመሙን ስደተኛታት ኣብ ሕብረተሰብ ፊንላንድ ንኺሳተፉ መሰላትን ማዕርነትን ከም ዚህልዎም ገበረ።
– ብዛዕባ ኣገልግሎታትን መሰላትን ዚገልጽ ሓበሬታ
– ኣገልግሎታት ብኸመይ ከም እትደሊ ዚገልጽ መምርሒ
– ናይ መዛኑ ደገፍ
– ናውቲ
– ንሰብ ሞያን ተማሃሮን ዚወሃብ ስልጠናን ኣስተምህሮታትን
ኣገልግሎትና ብናጻ እዩ ፣ ኣገልግሎትና ወይ ሓገዝ ንስንኩላትን ንቃንቅ ዝሓጽሮ ስደተኛታት ብኣስተርጓሚ ኣቢልና ድማ ንዅሎም ጕጅለታት ነገልግል ኢና ።
ንማሕበራትን ሰብ መዝን ስልጠናን ምኽርን ንህቦም ኢና ።
ማእከል ደገፍ ሂልማ ኣብ ትሕቲ ቤት ምኽሪ ስንክልና እዩ ዚዓዪ ።
ማእከል ደገፍ ሂልማ ኣብ ትሕቲ ስልጣን ቤት ምኽሪ ስንክልና እዩ ዘሎ ። ናይ ሂልማ መጥባሕቲ በቲ ናይ ስራሕ ድሕንነትን ጥዕናን ማእከል (STAS) ዝድገፍ ኢዩ ።